ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ በዓል ኢረቻ ሓያሎ ሰባት ድሕሪ ምማቶም ኣብ ከባቢ አዲስ አበባ ዘለዋ ከተማታት ተቓውሞ ምኽያዱ ኦፌኮ ገሊጹ


ኣብ ቢሸፍቱ ዝኻየድ ዝነበረ ኣከባብራ በዓል ኢረቻ ሓያለ ሰባት ድሕሪ ምማቶም ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዋ ከተማታት ኦሮሚያን ኣብታ ርእሰ ከተማ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታትን ካብ ሰኑይ ምሸት ጀሚሩ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ተኻይዱ ክብል ፌደራላዊ ዴሞክራሲያዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ኣፍሊጡ።

ቃለ ምስክርነት ዝሃበ እንግሊዛዊ ሪፖርተር ኸአ ኣብ ከተማ ቡራዮ ሎሚ መብዛሕቲኦም ኣብያተ ንግዲ ተዓፂዮም ምንባሮም ገሊፁ’ሎ።

ፌደራል ፖሊስ ግን ሓይልታት ፀረ ሰላም ዘናፍስዎ ሓሶት እተዘይኮይኑ እታ ከተማ ሰላም እያ ዘላ ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

XS
SM
MD
LG