ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ስነ-ቃል ትግርኛን መጽሓፍ `ነጭ ሸማ`


ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣብ ጉዳይ ስነ-ቃል ትግርኛን ኣብ ጉዳይ መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` ን ኣተኩራ`ላ

`እሓርስ ኣለኹ -ደመናይ እናማዓደኹ` ኣብነት ስነ-ቃል ትግርኛ`ዩ። `ላሎ`የ ላሎ`የ ወኻርያ በሊዓቶም ጃንሆይ`የ`፡ እዚ`ውን ፖሊቲካዊ መልእኽቲ ዘለዎ ስነ-ቃል`ዩ። ኣቶ ሃብታይ ገብረግዚኣብሄር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ሓላፊ ክፍለ ትምህርትን ስነ-ጽሑፍን`ዩ። ግርማይ ገብሩ ኣዘራሪብዎ`ሎ።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ደራሲት `ነጭ ሸማ` ክብራ ተወልደ ኣብርሃም ዝተኻየደ ቀዳማይ ክፋል ዕላል`ዩ።

ንኽልቲኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

ቂሔ-ጽልሚ: ስነ-ቃል ትግርኛን መጽሓፍ `ነጭ ሸማ`
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:23 0:00

XS
SM
MD
LG