ትሑት ዝርግሓ ዝናብ ከጋጥም ከምዝኽእል ትንበያ ኩነታት ኣየር ክልል ትግራይ ይሕብር
ኣብ ክልል ትግራይ ኩነታት ዝናብ ዝነከየ ምዃኑ ሓላፊ ትንበያ ኩነታት ኣየር ኣቶ ዳርገ ፍቃዱ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ክልል ትግራይ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኩነታት ዝናብ ሓጋይን ክረምትን ንህዝቢ ከም ዝሕብር ዝገለጹ ኣቶ ዳርገ ፍቃዱ፡ ሎሚ ዓመት ትሕቲ መደበኛ ዝበልዎ ዝርግሐ ዝናብ ከም ዘጋጥም ዘለና መረዳእታ የመልክት ኢሎም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ