ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ድሬዳዋ ዝወቕዐ ዝናብ ሓያል ውሕጅ ኣስዒቡ


ሓያል ውሕጅ ከተማ ድሬዳዋ
ሓያል ውሕጅ ከተማ ድሬዳዋ

ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ድሬዳዋን ከባቢኣን ብዝወቅዓ ብርቱዕ ዝናብ ከቢድ ውሕጂ ከምዘጋጠመን ቀንዲ መንገዲታ’ታ ከተማ ብፖሊስ ትራፊክ ተዓጽዩ ከምዝወዓለ ተገለጸ።

እቲ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብ ዝወሓዘ ብርቱዕ ውሕጅ ኣብዚ እዋን ሓይሉ እንተነኸየ’ኳ ንውሕጂ ክኸላኸል ተባሂሉ ዝተሰርሐ ግድብ ብኸፊል ከምዝፈረሰ ነበርቲ ድሬዳዋ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG