ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሽረ እንዳስላሴ ዘለው ተመዛበልቲ ሓደጋ ውሕጅ የጋጥምሞም ከምዘሎ ገሊጾም


ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሽረ እንዳስላሴ ዘለው ተመዛበልቲ ሓደጋ ውሕጅ የጋጥምሞም ከምዘሎ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:26 0:00

ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሽረ እንዳስላሴ ዘለው ተመዛበልቲ ሓደ ውሕጅ የጋጥምሞም ከምዘሎ ገሊጾም

ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረእንዳስላሰ ኣብ መዕቖቢ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዘሎ ክራማት ሓደጋ ብውሕጅ ይበፅሐና ኣሎ ክብሉ ገሊፆም።

እዚ ፀገም ውሕጅ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብዘይረኽብሉ እዋን ብምዃኑ እቲ ኩነታት ከቢድ ገይርዎ ኢሎም፥።

ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ ተመዛበልቲ መንግስቲ እኽሊ ካብ ዕዳጋ ብምዕዳግ ንምቕራብ ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተዛሪቦም ነይሮም፥፥

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG