ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ሓላፊ ጸጥታ ዴሞክራሲያዊ ውድብ ኩናማ ኤርትራ ዝነበረ ፍሊፖ ኢሳ ዘካርያ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቅ


ኩናማ
ኩናማ

ቃልሲ ህዝቢ ኩናማ-ኤርትራ ንሓርነትን ፍትሕን ዝዓለመ ዲሞክራሲይዊ ቃልሲ’ዩ።ስለዝኾነ ይድግፎ'የ ይብል ኣቶ ፍሊፖ ዘካርያ።

‘እቲ ውድብ ዴሞክራስያዊ’ዩ ዝብል ፍሊፖ ግን ኣቶ ቆርነሌዎስ ኣብ’ቲ ኣመራርሕኡ ዴሞክራስያዊ ኣይኮነን’የ ዝብል ዘለኹ’ውን’ ይብል ንሱ።

‘ፀገመይ ምስ’ቲ ዝኣምነሉ ውድብ ዘይኮነስ ምስ ኣቦ-መንበር’ቲ ውድብ ኣቶ ቀርነሌዎስ ኡስመን’ዩ’ ይብል ሓላፊ ክፍሊ ፀጥታ ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ህዝቢ ኩናማ ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ ፍሊፖ ኢሳ ዘካርያ።

ኣቶ ፍሊፖ ብነቀፍቱ ‘ብዓመፅ ዝኣመንን ኣብ ገለ ምፅራያት ምስ’ቲ መሪሕነት ስለዘይተሰማመዐ ካብ’ቲ ውድብ ከምዝሰለመን’ ይዝረበሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:58 0:00
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:23 0:00

XS
SM
MD
LG