ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሕማም ነርቭ ዝሳቐ ዘሎ ወዲ 5-ዓመት ኢትዮጵያዊ ህጻን


ማክዳ ምስ ሚኪያስ
ማክዳ ምስ ሚኪያስ

ሚክያስ ይበሃል ካብ ዝውለድ አትሒዙ ስለዘይተንቀሳቀሰ አዲኡ ማክዳ ወዳ ክተሕዊ ዘይከደቶ ሕክምናን ዘይፈተነቶ ጸበልን የለን።ሚክያስ ብሰንኪ ሕማም ነርቭ ኮፍን ደውን ምባል ኾነ ምዝራብ ኣይክእልን'ዩ።ኣብ መወዳእታ ላዕለዋይ ሕክምና ጥቁር ኣምበሳ ካብ ሃገር ወጻኢ ከይዱ እንተተሓኪሙ ክሓውይ ከምዝኽእል መረዳእታ ሂብዋ፤ ኰይኑ ግና ዓቕሚ ስለዘይብላ ክተሕክሞ ኣይከኣለትን፤ እንሆ ሎሚ ሚክያስ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ኮይኑ'ሎ።

ሚክያስ ምን አዲኡ ማክዳ ገብረማርያም ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 17 ምስ ሰለስተ ደቃ ትነብር። ንወ/ሮ ማክዳ ረኺቡ ከዘራርብ ዝደሊ ሰብ ብቑፅሪ ስልኪ 011-251-914-13-26-29 ምድዋል ይካኣል።

ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:23 0:00

XS
SM
MD
LG