ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ሓደጋ መኪና ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓትን ሓላፊትን ቢሮ ጉዳይ ደቀንስትዮን ሓዊሱ 5 ሰባት ቀቲሉ


ወይዘሮ ሙሉ ካሕሳይ

ኣብ ክልል ትግራይ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ትማሊ ምሸት ብዘጓነፈ ሓደጋ መኪና ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓትን ሓላፊትን ቢሮ ጉዳይ ደቀንስትዮን ወይዘሮ ሙሉ ካሕሳይ ሓዊሱ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

ኣብቲ ክልል ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ መካይን ሎሚዘበን ካብ ዓሚ ብ6 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ፖሊስ ትራፊክ ትግራይ ገሊፁ'ሎ።

ሎምዘበን ክሳብ እዛ ወርሒ እዚኣ ልዕሊ 300 ሰባት ምሟቶም ኣብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ምክልኻልን ምፅራይን ሓደጋ ትራፊክ ኢንስፔክተር ሙሉጌታ ሓድጉ ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG