ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓሙሽተ ተቃወምቲ ጉጅለታት ኢትዮጵያ ግንባር መስሪትና ኣለና ይብሉ


ሓሙሽተ ተቃወምቲ ጉጅለታት ኢትዮጵያ ሕብረት ህዝብታት ንነጻነትን ዲሞክራሲን ዝብል ጥምረት ከምዝመስረቱ ተገሊጹ።

እቶም ተቃወምቲ ኢትዮጵያ ነቲ ሕብረት ዝመስረቱ አብ ዝሓለፈ ሓሙስን ዓርብን አብ ኦስሎ ኖርወይ አብ ዘካየድዎ አኼባ ምዃኑ አብ ዘውጽእዎ ሓባራዊ መግለጺኦም ገሊጾም።

እቶም ሓሙሽተ ተቃወምቲ ጉጅለታት ነጻ መውጽኢ ምንቅስቃሳት ህዝቢ ቤንሻንጉል፡ ህዝቢ ጋንቤላን ግንባር ነጻነት ኦጋዴንን ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ግንባር ነጻ መውጽኢ ሲዳማ ምዃኖም አብቲ መግለጺኦም አፍሊጦም።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ሓሙሽተ ተቃወምቲ ጉጅለታት ኢትዮጵያ ሓቢሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:37 0:00

XS
SM
MD
LG