ሲስተር ይርጋኣለም ኢሳቕ ን30 ዓመታት ኣብ ሞያ ነርስ፡ ብዋጋ ኵሉ ውልቃዊ ህይወት
ሲስተር ይርጋኣለም ኢሳቕ ቅድሚ ሰላሳ ዓመታት ሞያ ነርስ ከም መሕረሲት ኰይና ከም ዝጀመረት ትግለጽ፡ ኣብ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ሆስፒታል ፊስቱላ ከም ርእሰ ነርስ ኮይና ን19 ዓመታት ሰሪሓ ኣላ። ኣብዚ ኣዝዩ ተኣፋፊ ሞያ ክትሰርሕ ግን ዝበዝሕ ውልቃዊ ህይወታ መስዋእቲ ብምኽፋል’ዩ። ንተመኵሮኣን ታሪኽ ህይወታን ብዝምልከት ኣዘራሪብናያ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ