ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ይኽሰቱ ንዘለው ዕንቅፋታት ትርር ዝበለ ቃልሲ እንተዘይተገይሩሉ፣ፀገም ምፍጣሩ ዘይተርፍ'ዩ ይብል ኣቶ ፍስሃ ዘሪሁን


መፅሓፍ እቶ ፍስሃ ዘሪሁን
መፅሓፍ እቶ ፍስሃ ዘሪሁን

ሓላፍነት መሪሕነት ‘ቀዳማይ ክመፅእ ንዝኽእል ሓደጋ ኣቀዲምካ ምርኣይ፣ ስልጠናታት ምሃብ፣ተሓታታይነት ምሕያልን ምስ ህዝቢ ቀወምቲ መድረኻት ብምፍጣር ናፃን ግልፅን ክትዓትን ምኽኽርን ምግባርን’ እዮም ይብል ኣቶ ፍስሃ ዘሪሁን።

ብዛዕባ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ይቀላቀል ኣሎ ዝባሃል ብልሽውና መሪሕነት ተሓቲቱ ክዛረብ ከሎ ‘ዝተፈላለየ ሰብ ነናይ ገዛእ ርእሱ ሪኢቶ ክህልዎ ይኽእል’ዩዝ፣ኣነ ብወገነይ ግን፣ኣብ ገለ ቦታ ፅን ኢሉ ዝሰምዕ፣ደፊሩ ንዝቃወም ዘበራትዑ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ኣለው፣ኣጉል ውዳሴ ዝህብዎም ዝፈትው፣ጉምብሕ ጥልዕ ዝብሉሎም ዝደልዩ፣ኣልዕል ኣቢሎም ንዘመስግንዎም ዝመርፁ ሰበ-ስልጣን’ውም ከምዘለው’ ይጠቅስ።

ብምኽንያት ታሪኻዊት ሰነድ ‘እነ ትንፋሼ’ ጋሻና ምስ ዝኾነ ኣቶ ፍስሃ ዘሪሁን ዝተካየደ ካልኣይ ክፋል ቃለ-ምልልስ ተኸታተሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:15 0:00

XS
SM
MD
LG