ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኣቶ ፍሰሃጽዮን ገብረ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ 2ይ ክፋል


ቅድሚ ትማሊ ሰሉስ ቀዳማይ ክፋል ምሕላፍና ይፍለጥ

ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነዊሕ ዝተቓለሰ ኣቶ ፍሰሃጽዮን ገብረ፡ ብዛዕባ ዝጸሓፋ ኣብ ተመክሮኡን ታሪኽን ንዝጠመተት መጽሓፍ ኣመልኪትና ቃለ-መጠይቕ ድሕሪ ምግባር፡ ቅድሚ ትማሊ ሰሉስ ቀዳማይ ክፋል ምሕላፍና ይፍለጥ። ንሎሚ ካልኣይ ክፋሉ ክነቕርብ ኢና።

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል፡ ብዛዕባ ድሕሪ ባይትኡ፡ ብዛዕባ ምስ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ፍልልይ ጠቒሱ፡ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ምስ ሕወሓት ዝነበሮም ምስሕሓባት`ውን ተናኺፉ ኔሩ። ንሎሚ ካብ`ቲ ጠጠው ዘበልናዮ ክንቅጽል ኢና፡ ናብ ተወልደን ጋሽኡን ክንገድፈኩም፡

2ይ ክፋል ኣብ ምልክት ድምጺ፡

XS
SM
MD
LG