ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ፍሰሃጽዮን ገብረ፡ ባድመ ግዝኣት ኤርትራ`ዩ፡ ኣብ ዝኸደና የብሉን፡ ሕጂ ዘሎ ቐዳምነት ካብ ስርዓት ኢሳያስ ምንጋፍ`ዩ ይብል


ኣብ ኸባብታት ባድመን ጾረናን፡ ጆብሃ ብዛዕባ መሬት ምስ ወያነ ላሕ ክትብሃል ከላ፡ ህ.ግ ቅጭጭ ኣይበላን ይብል

“መእተዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ተመክሮይ ኣብ ሰውራ ኤርትራን” ዘርእስታ ዝጸሓፈ ኣቶ ፍስሃጽየን ገብረ፡ ታሪኽ ጀብሃ ነዚ ሓዲሽ ወለዶ ንምስትምሃር ክብል ንምጽሓፍ ከምዝተበገሰ ይገልጽ።

ቀዳማይ ክፋል`ቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG