ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቂሊንጦ ዝተጎድኡ ሰባት መንነቶም ኣይተፈልጠን


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ቂሊንጦ ዝተጎድኡ ሰባት መንነቶም ገና ከምዘይተፈለጡ ቤተሰብ እሱራት የማርሩ ኣለው።

በቲ ዝወረደ ባርዕ ሓዊ ሰባት ምማቶም መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ብኻልእ ወገን ኢትዮጵያ ዝፈረመትሉ ዓለምለኸ ሕጊ ኩነታት እሱራት ብኡ ንብኡ ምፍላጥ ከምዘገድ ዳ ሓደ በዓል ሞያ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም።

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቂሊንጦ ዝተጎድኡ ሰባት መንነቶም ኣይተፈልጠን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

XS
SM
MD
LG