ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ትምህርቲ ምህናጽ ገንዘባዊ ዓቕምን ኣጠቓቕምኡን
ኣብ ምሕደራ ፋይናንስ ትነጥፍ ኣዜብ ፍስሃዬ ዑቕባየስ፥ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ብዛዕባ ምህናጽ ገንዘባዊ ዓቕምን ኣጠቓቕምኡን ብዝምልከት ትምህርቲ ሂባ ኔራ።
ብዙሕ ሰብ ሰኣን ገንዘባዊ ንቕሓት ብዙሕ ዕድላት ከምዘምልጦ ትገልጽ ኣዜብ፥ ኣብ ኣመሪካ፡ ግብሪ ምኽፋል፡ ንሓዋሩ ከምዝኽሕሰካ ተዘኻኽር።
ቅጥዒ