ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋንታ ናይጀርያ ናብ ፅዋዕ መን ዓተረ ሓሊፋ


NIGERIA V SWEDEN
NIGERIA V SWEDEN
ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚረትስ ክካየድ ኣብ ዝቀነየ ፅዋዕ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 17 ዓመት ዝዕድሚኦም ደቂ-ተባዕትዮ ግጥማት ፍርቂ መፃረዪ ሎሚ ተዛዚሙ።

ኣርባዕተ ጋንታታት ወሳናይ ግጥም ኣካይደን ናብ ፅዋዕ መን ዓተረ ዝበፅሓ ክልተ ሃገራት ተፈሊጠን‘ለዋ።

ብመሰረት‘ዚ፣ኣብ ቀዳማይ ግጥም ሜክሲኮ ንኣርጀንቲና ሰለስተ ንባዶ፣ኣብ‘ቲ ካልኣይ ግጥም‘ውን ናይጀርያ ንስዊድን ሰለስተ ንባዶ ኣፋንየነአን።

ፅዋዕ መን ዓተረ ኣብ ሞንጎ ናይጀርያን ሜክሲኮን፣ንሳልሳይ ደረጃ ድማ ኣርጀንቲናን ስዊድንን ክራኸባ‘የን።
XS
SM
MD
LG