ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ዘተኣታተዎም ሓደሽቲ ቴክኖሎጅታት ብሓረስቶት ተቀባልነት ረኺቦም


ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሓደሽቲ ውጽኢት ምርምር ዝኮኑ ስርሓት ሻምብቆ ዘመናዊ ቆፎን ቡቁሊ ስገምን ኣብ ሓረስቶት ዘለዎም ተቀባልነት ንምፍታሽ ናብ ወረዳታት ደጉዓ ቴምቤንን ሓውዜንን ብምንቅስቃስ ተዓዚብና።

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ዘተኣታተዎም ሓደሽቲ ቴክኖሎጅታት ብሓረስቶት ተቀባልነት ረኪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:38 0:00

ምስ ተጠቀምቲ ሓዱሽ ምርምር ቴክኖሎጂ ዝኮኑ ሓርስቶት ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG