ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ጎንጺ ጊሰን እንታይ ለውጢ ንጽበ? ክኢላ ሕጊ ሙሴ ኤፍሬም የብርህ


ድሕሪ ጎንጺ ጊሰን እንታይ ለውጢ ንጽበ? ክኢላ ሕጊ ሙሴ ኤፍሬም የብርህ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:33 0:00

ኣብ ጊሰን ጀርመን፡ ኣብ መንጎ ከየድቲ ፈስቲቫልን ንዕኡ ንምቃም ዝመጽኡን ኤርትራውያን፣ ከምኡ’ውን ንውሕስነት እቲ ፈስቲቫል ዝተዋፈሩ ኣባላት ፖሊስ ጀርመን ድሕሪ ምቝሳሎም፡ ብሕጋዊ መዳይ እንታይ ናይ ቀረባን ርሑቕን ኣንፈታት ክህሉዎ ይኽእል ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ካልእ ክኢላ ሕጊ ዓዲምና ኣሎና።

XS
SM
MD
LG