ናይ ሕቡራት መንግስታት ዓለምለኸ ትካላት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ሚሊዮናት ኣዋልድን ኣንስትን ክግለፅ ዘይክኣል ስቓይ ዘስዕብ ተግባር ግዝረት ከብቅዕ ይፅውዑ ኣለው።
ነዚ ተግባር ጠጠው ንምባል ኣብ ታሽዓይ ዓለምለኸ ዕለት ንግዝረት ደቂ ኣንስትዮ ዘይምፅዋር ተሪር ሕግታት ክወፅእ ምሕፅንታ ቀሪቡ’ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድሚ ብምኻድ ጠውቁ