ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናእዳ ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ዝረኸበ ፈለገ ብርሃነ


ኤልሻዳይ፣መብራት፣ፈለገን ብርሃነን
ኤልሻዳይ፣መብራት፣ፈለገን ብርሃነን
ንቀዳማይ ክፋል‘ቲ ቃለ-ምልልስ ተኸታተሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:53 0:00
መራገፊ

ቦኽሪ ወዲ ኣቶ ብርሃነ ገብሩን ወ/ሮ መብራት ኣማረን ኣብ‘ቲ መንግስቲ ኣሜሪካ ንራብዓይ ጊዜ ዘዳለዎ ሃገራዊ ምርኢት ሳይንሳዊን ቴክኖሎጂካዊን ምርኢት ዝናኣድ ስራሕ ፈፂሙ ተባሂሉ ተናኢዱ‘ሎ።

ወዲ 19 ዓመት መንእሰይ ፈለግ ብርሃነ ናብ‘ዚ ብርኪን ክብሪን‘ዚ ምብቅዑ ወለዱ ኣዝዮም ሕጉሳት‘ዮም።ካልኦት ወለዲ‘ውን ፃማ ራሃፆም ክረኽቡ ይምነዩ።ፈለገ ኣብ ሳይንስ ኮምፕዩተርን ’ቭዥዋል ኣርትን’ ብዘካየዶ ስራሕ‘ዩ ናብ‘ዚ ብርኪ‘ዚ በቂዑ።

ኣብ ካልኣይ መደብ‘ዚ ቃለ-ምልልስ ብዛዕባ ፈለገ ዝነጣጠፈሉን ከዕውቶ ዝምነዮን ስራሕ ምርምር ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና።
XS
SM
MD
LG