ቍርሲ ንህፃናት
ምስ ኲናትን ምዝንባል ስሩዕ ህይወትን ኣብ ክልል ትግራይ ተኣሳሲሩ ሓያሎ ስራሓት ግብረ-ሰናይ ክካየዱ ጸኒሖምን ኣለውን። ኣብ ኲሓ ኣብ ሓደ መዓልቲ ንልዕሊ 350 ህጻናት ቍርሲ ዝቕርቡ ማሕበር እምበኣር ሓደ ኣብነት ናይዚ’ዮም። ኣብ ሓንቲ ናይ ቍርሲ ረፋድ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ብዛዕባ ኣብዚ ትካል ግብረ-ሰናይ ዝካየዱ ስራሓት ዝጠመተ መደብ ኣዳልዩ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ