ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊያንን ተጋሩን ቆናጁ ዘሳተፈ ምርኢት ፋሽን (1ይ ክፋል)


ተሳተፍቲ ምርኢት ሞዴል
ተሳተፍቲ ምርኢት ሞዴል

ኤርትራዊያንን ተጋሩን ቆናሁ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ 'ምርኢት ሞዴላት' ኣብ መቐለ ትግራይ ከምዝተሳለጠ ኣጋይሽና ይገልጹ።

ኤርትራዊ ፍሊሞን ኤርምያስ (ማንዴላ) ብመሃንዲስነት ዝመርሖን ዝቀለሶን እቲ መድረኽ ቆናጁ ዕውት ከምዝነበረ ክልቲኦም ኣጋይሽና ይዛረቡ።

ገንዘባዊ/ፋይናንሳዊ ደገፍ ኣብ ምትእኽኻብ ዝነጠፈ ይርጋለም ሓየሎም ብወገኑ 'እቲ መድረኽ ቆናጁ ካብ'ቲ ቅድም ኢሉ ዝነበሮ ግምት ንላዕሊ ኮይኑ ከምዝረኸቦ' ይገልጽ።

ኣብ መቐለ ዝተሳለጠ መድረኽ ምርኢት ሞዴላት ኤርትራን ትግራይን ልዕሊ ዕስራ ቆናጁ ከምዝተሳተፋሉ ፍሊሞን ማንዴላ ሓቢሩ ኣሎ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:21 0:00


XS
SM
MD
LG