ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ምስራሕ መንገዲ 38 ሓረስቶት ካብ መነባብርኦም ምዝንባሎም ይገልጹ

ኣብ ክልል ደቡብ፣ዞባ ጋሞ ጋፋ፣ወረዳ ደምባ ጎፋ፣ጣቢያ ሱካና ጉራደ ዝነብሩ 38 ሓረስቶት ብሰንኪ ዝስራሕ መንገዲ መሬቶም ሑጻን ፀፀርን ተአኪብሉ ክሓርሱ ከምዘይከአሉን ካብ መነባብርኦም ምዝንባሎም ገሊፆም።ናይ ሕርሻ መሬቶም ምስ ዘራእቱ ብምዕናው ምስ ስድርኦም ኣብ ፀገም ምውዳቖም እውን ገሊፆም።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG