ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን፤ ቅልውላው ብዓይኒ ኤርትራዊት ተቐማጢት ካርቱም


ሱዳን፤ ቅልውላው  ብዓይኒ ኤርትራዊት ተቐማጢት ካርቱም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:45 0:00

እቲ ዘሎ ጎንጺ ንስደተኛታት ብፍሉይ ዝጸሉ እንተዀይኑን ካልእ ኣብ ባይታ ዝርአ ዘሎ ምዕባለታትን ንምውካስ፡ ንሓንቲ ነባሪት ከተማ ካርቱም ብቴለፎን ኣዘራሪብናያ ኣለና። ናይ ዓይኒ ምስክር፡ ኣብ ካርቱም ልዕሊ 10 ዓመታት ዝተቐመጠት’ያ።

​
XS
SM
MD
LG