ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ' ኣብ ሓደ ሰሚርና ይብሉ


መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ቤይ ኤርያን ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን አሜሪካን ዝተባህሉ ማሕበራት ኣብ ሓደ ጥርናፈ ሰሚርና ክብሉ ገሊፆም።

እዘን ክልተ ማሕበራት መንእሰያት ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ልዑላዊነት ሕጊን ክረጋገፅ ክሰርሓ ፀኒሔን'የን ዝበሉ ናይቲ ሓድሽ ጥርናፈ ጊዝያዊ አቦ መንበርን ምኽትልን ኮይኖም ከምዘለዉ ዝገለፁ መንእሰያት ዳንኤል ተኽላይን ሰሎሞን ገብረየሱስን ስምረት'ተን ማሕበራት ዝያዳ ክነጥፉ ከምዘኽእሎም ገሊፆም።

መፃኢ ዕላማና'ውን ይብሉ ክልቲኦም አጋይሽ ነቲ ስቅ ኢሉ ዝዕዘብ ዘሎ ኣብዝሓ መንእሰይ ንምሕቃፍ'ዩ ኢሎም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG