ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ “ዳእላታት ገድሊ” እያሱ ኣሰፋው
እያሱ ኣሰፋው ኣብ ፈለማ ሰሙን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ‘ዳእላታት ገድሊ” ዘርእስታ ናይ ፈለማ መጽሓፉ ንህዝቢ ዘርጊሑ’ሎ። ደራሲ ነዚ ነቲ ዝኣከቦ ስራሕ ካብ 1978 ኣትሒዙ ካብ ብጾቱ ክእክቦ ዝጸንሐ ምዃኑ ይነግር። ደራሲ ከም ዝግለጾ፡ እዚ መጽሓፍ ብኻልእ ኵርናዑ’ውን ንህይወትን ናብራን ገድሊ ዝስንድ’ዩ።
ቅጥዒ