ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቤት ትምህርቲ ከተማ ፍኖተ ብርሃን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ነታጒ ኣብ 25 ተማሃሮ ጉድኣት ኣውሪዱ


ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ፍኖተ ሰላም ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ነታጒ 25 ተማሃሮ ከቢድን ፎኪስን ጉድኣት ከምዝበጽሖም መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ክልላዊ መንግስቲ ፈጻሚ’ቲ መጥቃዕቲ ‘ጽንፈኛ’ ኢሉ ንዝገልጾ ጉጅለ ተሓታቲ ይገብር።

ኣብ ሞንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቃት ፋኖን ዝቀጸለ ውግእ፣ ህይወት ሰላማዊያን ሰባት ኣብ ሓደጋ የውድቕ ከምዘሎ፣ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ደጋጊሙ ምግላጹ ዝ ዝከር እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG