No media source currently available
እዚ ኣጽዋር ኣሜሪካ ካብ እትውንኖ ዝሓየለ ኑክሌር ዘይብሉ ኣጽዋር ምዃኑ ይግለጽ። ክብደት፡ ልዕሊ 10,000 ኪ.ግ ንውሓት፡ 9.1885 ሜትር ሰንጣቒት፡103 ሲ.ሜ ነትጉ ናብ ኩሉ ኣንፈት ክሳብ 1.6 ኪ.ሜ ጩራ ይዝርጋሕ። ማእኸል ምርምር ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ ኣብ እዋን ኹናት ዒራቕ ንምግልጋል ብምዕላም ኣብ 2003 ዓ.ም ዝሰርሖ እንተኾነ ንመጀመርያ ጊዜ ግን ኣብ ሚያዝያ 13,2017 ዓ.ም ኣብ ምብራቓዊ ኣፍጋኒስታን ዝተተኾሰ ምኻኑ ይፍለጥ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ