ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ቫይረስ ኢቦላ 2ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

ዶ/ር ዳውድ ሲራጅን ዶ/ር ሰሎሞን ገብረድንግልን

ላዕለዎት ሓኻይም ተመሓላለፍቲ ሕማም ዝኾኑ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅን ዶ/ር ሰለሞን ገብረድንግልን ሕማም ኢቦላ ኣብ ማሕበረ ቁጠባዊ ሃገራት ዘሕድሮ ፅዕንቶን ነቲ ሕማም ንምክልኻል መንግስታት፣ሰራሕተኛትታ ጥዕና፣ሕብረተሰብ፣ስድራን ብደረጃ ውልቀሰብን ክግበሩ ዘለዎም ፃዕርታትን ዘርዚሮም ኣለው።የድምፁ።

XS
SM
MD
LG