ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲምፖዝዮም Origin Africa 2015 ተዛዚሙ


ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊንየም ዝተኸፍተ Orgin Africa 2015 ናይ ጡጥ፣ዓለባን ኣልባሳት ሲምፖዚየም ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።ቅድሚ ምዝዛም እቲ ሲምፓዝዮም ዝተፈላለዩ ሰሚናራት ተኻይዶም ኣለው።

ኣብቶም ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት 10 ሰሚናራት ዝተኻየዱ ኽኾኑ'ኸለው ሎሚ መዓልቲ ካብ መንጎ ዝተኻየዱ ሰሚናራት ድማ Marketing African Fashion in the International Market ማለት እውን ውጽኢት ኣፍሪካዊያን ዲዛይነራት ናብ ዕዳጋ ዓለም ምቕራብ ዝብል ይርከቦ።

ኣብቲ ሰሚናር ሓሰቦም ካብ ዘካየፈሉ ኣርባዕተ ዲዛይነራት ሓንቲ ዝኾነት ፍሉጥቲ ኢትዮጵያዊት ዲዛይነር ኣና ጌታነህ ዲዛይነራት ኣፍሪካ ዝሰርሕሉ ሃዋህው ምችው ኣይኮነን ትብል ብመሰረት ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሪፖርት።

XS
SM
MD
LG