ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብርሂ በዓል ሞያ ሕጊ ንሕቶታት ኢሚግረሽን ሓድሽ መምርሒን ኣመሪካ

መብርሂ በዓል ሞያ ሕጊ ንሕቶታት ኢሚግረሽን ሓድሽ መምርሒን ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:46 0:00

መብርሂ በዓል ሞያ ሕጊ ንሕቶታት ኢሚግረሽን ሓድሽ መምርሒን ኣመሪካ

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ቃለ-ማሕላ ዝፈጸመላ ምሸት 20 ጥሪ 2025 ንጉዳያት ኢሚግረሽን ዜግነትን ኣመሪካ ዝምልከት ኣርባዕተ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ። እቲ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት--ንገለ ካብኣቶም ተቓምዎ ቤት-ፍርዲ ይገጥሞ እኳ እንተሎ--ንሕግታት ኢሚግረሽን ኣመሪካ ብዙሕ ዝልውጥ’ዩ። ክንዲ ዝዀነ ከኣ’ዩ ኣብ ሓያሎ ወገናት ሕቶታትን ሻቕሎት ኣስዒቡ ዘሎ። ነዞም ተደጋጊሞም ዝለዓሉ ቀንዲ ጉዳያት መብርሂ ንምሃብ እምበኣር ንክኢላ ሕጊ ጉዳያት ኢሚግረሽን ኣቶ ሚኪኤል ዓንደጊዮርጊስ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG