No media source currently available
ፕረዝደንት ኦባማ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ መስጊድ በጺሖም። ኣብዚ ምብጻሕ ምስ ተከተልቲ እምነት ምስልምና ተራኺቦም ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ነጻነት ተዘራሪቦም።