ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

’ኤክሰል‘ ማሕበር ስድራ-ቤትን መናእሰይን ካናዳ


’ኤክሰል‘
’ኤክሰል‘
ኣብ ካናዳ ዝተጣየሸት 'ኤክሰል' ዝመፀዊዕዓ ማሕበር ንኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያን ጠሚራ ኣብ ሓባራዊ ኣጀንዳ ተነጣጥፎም ኣላ።እታ ማሕበር ካብ ፖለቲካ፣ሃይማኖትን ዘርእን ናፃ ከምዝኾነት ይዛረባ ኣጋይሽ።

እዛ ብዓይነታ ፈላመይቲ ዝኾነት ማሕበር፣ካብ ክልቲኤን ሃገራት ንዝመፁን ንነበርቲ ካናዳን ፅላል ትኾኖም ከምዘላ ኣጋይሽና ይገልፃ።

ኣብ ካልኦት ሃገራትን ዞባታትን ዓለም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝነብሩ ዜጋታት ክልቲኤን ሃገራት‘ውን እንተሰሚሮም ተረባሕቲ‘ምበር ተጎዳእቲ ኣይኾኑን‘ውን ይብላ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:57 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG