ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዓለምለኸ መዓልቲ መግብን ኣህጉራዊ መዓልቲ ምውጋድ ድኽነትን ዝተሸለሙ ኣብነታዊያን ሓረስቶት ኤርትራ


ዓለምለኸ መዓልቲ መግብን ኣህጉራዊ መዓልቲ ምውጋድ ድኽነትን፡ ኣብ ኤርትራ ብ16 ጥቅምቲ 2024 ተዘኺሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ምስ ውድብ መግብን ሕርሻን ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ብምትሕብባር ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዝኽሪ መደብ ንሸሞንተ ኣብነታውያን ሓረስቶት ሸሊሙ።

XS
SM
MD
LG