ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሰናይ ስራሕ ዝወፈረ ስድራ


ስድራ ሓጂ ሓሰን ባድረግ -ፋይል
ስድራ ሓጂ ሓሰን ባድረግ -ፋይል

ኣብ ከተማ መቐለ ማሕበረሰባዊ ፀገማት ንዘጓነፎም ሰባት ብምሕጋዝ ዝልለዩ ስድራ ሓጂ ሓሰን ባድረግ ኣብዚ ሐዚ ወዶም ሓጂ ዓብደላ ሓሰን ባድረግ እውን ኣብታ ተወሊዶም ዝዓበዩላ ቀበሌ 14 ንዝነብሩ ዝተፀገሙ ሰባት ኣብ ምሕጋዝ ይርከቡ።

ማሕበር ምትሕግጋዝ ቀበሌ 14 ኣባላቱ ንዘጓንፎ ፀገም መልግብ ማለት መካነ መቃብር ኣብ ምፍታሕ ዓብዪ ሓገዝ ከምዘወፈዩ እቲ ማሕበር ገሊፁ'ሎ።

ምስ ኣቦ ወንበር እቲ ማሕበርን ሓጂ ዓብደላ ሓሰን ባድረግን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብ ሰናይ ስራሕ ዝወፈረ ስድራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:19 0:00

XS
SM
MD
LG