ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ አካል ጉድኣት ዘይጸገማ ጻዕራም ኣደ


ናይ አካል ጉድኣት ዘይጸገማ ጻዕራም ኣደ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:05 0:00

ፀገም ምስ ኣጋጠሚ ክሰርሕ ኣለኒ ኢለ ወሲነ፡፡ ምስ ስድራይ ተፀጊዐ ክሰርሕ ቆሪፀ፡፡ ንእሽተይ ግራት ምስ ረከብኩ ኣብ ጎና ማይ ሓቂፋ ዘላ ግራተይ ምስኣ ዘይካኣል የለን ኢለ ምልማዕ ጀሚረ፡፡ ቅድሚ 7 ዓማውቲ ህፃውንቲ ደቀይ ኣክቲተ ምልማዕ ጀሚረ ኣይሓመቀንን ድማ ኮሚደረ፣ሽጉርቲ፣ሓምሊ፣ ጉዕ፣ሰላጣን ካልኦት ኣትክልትን ብምትካል ናብራይ ባዕለይ ክመርሕ ኪኢለ፡፡

XS
SM
MD
LG