ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣባላት ፓርላማ ኤውሮጳ ንኩነታት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝምልከት ደብዳበ ናብ ኮሚሽን`ቲ ሕብረት ኣቕሪቦም


ፓርላማ ኤውሮጳ
ፓርላማ ኤውሮጳ

39 ኣባላት ፓርላማ ኤውሮጳ ንኩነታት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝምልከት ደብዳበ ናብ ኮሚሽን`ቲ ሕብረት ዘቕረቡ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንናይ ኦሮሞ ተቓውሞታት ብሓይሊ ንምጭፍላቕ ብዝወሰዶ ዝበሎ ስጉምቲ ዝተቐተሉ ሰባት ጉዳዮም ብናጻ ኣካል ንኽጻረ ንምጽዋዕ ምዃኑ ይገልጽ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ እቲ ኩነታት “ብባዕዳን ንኽጻረ” ኣይፈቅድን`የ ከምዝበለ ይዝከር፡

ምስ ነቲ ደብዳበ ዘተሓባበረት እንግሊዛዊት ኣባል ፓርላማ ጁሊ ዋርድ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ተሞርኪሱ ዝተዳለወ ፕሮግራም ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG