ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ሕብረት ኣውሮጳ ንስርዓት ምቕባል ስደተኛታት ዘመሓይሽ ውሳነ ኣሕሊፉ


▶ሕብረት ኣውሮጳ ንስርዓት ምቕባል ስደተኛታት ዘመሓይሽ ውሳነ ኣሕሊፉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:23 0:00

ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮጳ ስሩዕ ዘይኮነ ዋሕዚ ስደተኛታት ዝንኪ እዩ ዝበልዎ ስርዓት ምቕባል ስደተኛታት ዘመሓይሽ ውሳነ ትማሊ ረቡዕ ኣሕሊፉ። ዕላማ ናይቲ ውሳነ ኣብ ዶባት ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ዝካየድ ናይ ድሕንነትን ዑቑባን ኣሰራርሓ ንምሕፃር ፣ ከምኡ'ውን ካብ ማእኸላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ዝመፁ ስደተኛታት ቁጽሪ ንምጉዳል ዝዓለመ ብምዃኑ ዝለዓለ ኣጀንዳ ናይቲ ደንበ እዩ።

XS
SM
MD
LG