ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሁማን ራይትስ ዎች ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ


ሕብረት ኣውሮጳን ንዓለምለኸ ማህበረሰባትን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ጉጅለ ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ።

እቲ ጉጅለ ነዚ መጸዋዕታ ዘቕረበ ኣብ ፓርላማ ኣውሮጳ ኣብ ኣኼባ ንኡስ ኮሚቴ ጉዳያት ሰብአዊ መሰላትን ልምዓት እዩ።

ዓለምለኸ ማህበረሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብአዊ መሰላትን ምእጋድ ሓሳብኻ ብነጻነት ምግላጽ ገጹ ጠውዩ ዝባኑ ሂቡ ክብሉ ጉጅለታት ሰብአዊ መሰላት ይኸሱ።

ኣብ ጉጅለ ተሓላቂ ሰብአዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ላዕለዋይ ተመራማሪ ፍሊክስ ሆርን ከምዝበልዎ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ መሻርኽታ አብ ጉዳያት ልምዓትን ፍልሰትን ጸጥታ ጽኑዕ ርኽባት ስለዘለዋ ምስኣ ከበድቲ ጉዳያት ኣብ ልዕሊ ምዝራብ ፍቃደኝነት የለን ክብል ገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

XS
SM
MD
LG