ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢሚግሬሽንን ንግዲ ደቂ ሰባት ዝምልከት ኣኼባ ኣብ ሮማ ተኻይዱ


독일 쇠네펠트에서 진행된 국제항공박람회에서 에어버스 A400M기가 공중에 솟아오르고 있다.
독일 쇠네펠트에서 진행된 국제항공박람회에서 에어버스 A400M기가 공중에 솟아오르고 있다.

ኣብ ሮማ ኢጣሊያ ኣኼብኡ ዘቃንዐ ሓባራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ቀርኒ ኣፍሪካን ዝተፈላለዩ ወሳነታት ከምዘሕለፈ ደንጉዩ ዝበፅሐና ዜና ሓቢሩ።

እቲ ሸውዓተ ሃገራት ምብራቕን ቀርኒ ኣፍሪካን 30 ሃገራት ኣውሮፓን ዝተሳተፋሉ ዓብዪ ጉባኤ ኣብ ልዕሊ ኢሚግሬሽንን ንግዲ ደቂ ሰባትን /Human trafficking/ ዘቲዩ።

እቲ ጉባኤ ዝሓለፈ ዓርቢ ክዛዘም ከሎ ኣብ መንጎ መበገሲ ስደተኛታት ዝብሃላ ሃገራትን ኣብ መስመር ዘለዋን ከምኡ እውን ተቐበልቲ ሃገራትን ብቐረባ ተወሃሂድካ ምስራሕ ከምዘድልን ኣብ ልዕሊ ገበነኛታት ንግዲ ደቂ ሰባት ዕቱብ ስጉምቲ ንምውሳድን ዘኽእል ውሳነታት ኣሕሊፉ’ሎ።

ኣብቲ ናይ ሮማ ጉባኤ ካብዝተሳተፋ ሃገራት ኤርትራ፣ኢትዮጵያ፣ሱዳን፣ግብፂ፣ዴንማርክ፣ኖርወይ፣ስዊዘርላንድ ምጥቃስ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG