ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ንዝተፈፀመ ቅትለት ዜጋታታ ኣትሪራ አውጊዛ


ፖሊስ ስዑዲ
ፖሊስ ስዑዲ
ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሓይልታት ፀጥታ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ንዝተፈፀመ ቕትለት ኣትሪሩ ኣውጊዙዎ። እቱ ተግባር ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ከምዝጉሃየ ብምግላፅ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ህፁፅ መብርሂ ክውሃቦ ሓቲቱ’ሎ።

እቲ ሚንስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ክልተ ኢትዮጵያዊያን ተቐቲሎም ኣለው ኢሉ'ሎ።።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዜጋታቱ ናይ ምድሓን ፃዕርታትን ከምዝጀመረን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ምዝገባ ምጅማሩን ገሊፁ’ሎ።

እቶም ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኾነ ዘይብሎም ኣብ ሕማቅ ኩነታት ከም ዘለው'ዮም ዝገልፁ ዘለው።

ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።
TIG-Ethiopians-
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:26 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG