ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣውያት ኢትዮዽያውያን እሱራት ኣብ ጂዛን ስዑድ ዓረብ


ፖሊስን ስደተኛታትን
ፖሊስን ስደተኛታትን
ልዕሊ 1,700 ኢትዮዽያውያን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ጂዛን ስዑድ ዓረብ ንሳቀ‘ለና ሰማዒ ስኢና ኢሎም ኣውያቶም የቃልሑ።

እቶም ካብ 15 ዓመታት ንላዕሊ ብዘይዋዓልናዮ ገበናት ተኸሲስና ኣብ መዳጎኒ ጂዛን ንርከብ ዝብሉ ኢትዮዽያውያን፣ማእሰርቲ ውሒዱ መዓልቲ መዓልቲ ብሕጊ ምስልምና ንግረፍ ኣለና ኢሎም።

መንግስቲ ኢትዮዽያ ኣርክበልና በሉልና ኢሎም‘ውንክብሉ ፃውዒቶም የቅርቡ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:05 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG