ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮዽያውያን ነበርቲ ግብፂ ሻቅሎት ሓዲሩና‘ሎ ይብሉ


Egypt
ኢትዮዽያውያን ተቀማጦ ግብፂ፣ግዳያት ረስኒ ርክብ ኢትዮዽያን ግብፅን ይኾኑ ከምዘለው ገሊፆም።ዛጊድ‘ኳ ሰለስተ ደቂ-ኣነስትዮ መጥቃዕቲ ከምዘጓነፈን ተፈሊጡ‘ሎ።

ብዝተኣሳሰረ ዜና፣ኣብ ካይሮ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮዽያ ብሰለስተ ታንክታት ይሕሎ ከምዘሎ ኣብ‘ታ ከተማ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቪኦኤ ዝሃቦ ሓበሬታ ይሕብር።

ብዛዕባ ኩነታት ኢትዮዽያውያን ኣብ ግብፂ ምስ ክልተ ኢትዮዽያውያን ዝተካየደ ቃለ-ምልልስ‘ሎ።
XS
SM
MD
LG