ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ደገፍቲ ሕርይቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ


SOCCER FUNS
SOCCER FUNS
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ኤርትራዊያንን ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብዝተፃወተትሉ እዋን ማሊያ እታ ጋንታ ተኸዲኖምን ባንዴራ ኽልቲአን ሃገራት ሒዞምን ደገፎም እናሃቡ ተራኢዮም እዮም።

ነብርቲ ከተማ ጆሃንስ በርግ ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያዊ ኣቶ ገብረመድህን ኣባዲን ኤርትራዊ ኣቶ ኣማኑኤል ተስፋልደትን ስደተኛታት ክልቲአን ሃገራት ነታ ጋንታ ካብ ልቢ ከምዝደገፉዋን እቲ ርክብ ኣብ ስፖርት ጥራሕ ከይኮነስ ኣብ ንግዳውን ማሕበራውን ርክባት እውን ፅቡቕ እዩ ይብሉ።

ኣዳምፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:34 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG