ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ነበርቲ ስዊድን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም


በጎተበርግ ስዊድን
በጎተበርግ ስዊድን

ኢትዮጵያዊያን ነበርቲ ስዊድን ሎሚ ኣብ ከተማ ጎተቦርግ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቲ ሰልፊ ኣብ ኢትዮጵያ ይፍጸም ኣሎ ንዝበልዎ ምግሃስ ሰብአዊ መሰላት ግፍዓዊ ዝበልዎ መቕተልትን ንመንግስቲ ስዊድን ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ርኽብ ዘለዎም ትካላትን አካላትን ንኽምርምርዎ ንምልባው ምዃኑ አተሓባበርቲ እቲ ሰልፊ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG