ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ሰንዲያጎ ውዒላ

  • ገብረ ገብረመድህን

ሰንዲየጎ
ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ከተማ ሳንዲያጎ ልዕሊ 90 ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ወነንቲ ታኽሲ ተሓባቢሮም ‘’ሲልቨር ካብ ‘’ ብዝብል ሽም እትፅዋዕ ማሕበር ኩባኒያ ታክሲ ምጥያሾም ይገልፁ።

ቅድሚ ሎሚ ብውልቆም የጋጥምዎም ዝነበሩ ፀገማት ሎሚ ሳላ እታ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ዝመስረትዋ ማሕበር ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ኣለና ይብሉ።ምሉእ ትሕዝትኡ የድምፁ።

XS
SM
MD
LG