No media source currently available
ሰንበት 19 ሕዳር,2017 ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ህንዲ ብደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያዊ ብርሃኑ ለገሰ ቀዳማይ፡ ዓንደኣምላኽ በሊሁ ካልኣይ ኣሜሪካዊ ሊዮናርድ ኮሪሪ ሳልሳይ ብምኳን ክዕወቱ ከለው ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኢትዮጵያዊት ኣልማዝ ኣያና ቀዳማይቲ፡ አበባ የሺነህ ካልኣይቲ ነጻነት ጉደታ ድማ ሳልሳይቲ ብምኳን ተዓዊተን ኣለዋ።