ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ከላሊ ኣድሃና-፡ ጋሻ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን 2ይ ኽፋል


ዶ/ር ከላሊ ኣድሃና ናይ ዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ኣስትሮኖሚ ወይ ሳይንስ ህዋ ዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ቀርኒ ኣፍሪካ እዮም። ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ቦርድ ናይ ኢትዮጵያ ማሕበረሰብ ሳይንስ ህዋ እዮም።ዶ/ር ከላሊ ብዛዕባ ንጥፈታት እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ኣካላትን ናብዚ ናብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝመፅሉ ተልእኾን መብርሂ ሂቦምና ኣለው።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:35 0:00

XS
SM
MD
LG