ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕርይቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮዽያ፣ሃገራዊ ስነ-ስርዓት መፋነዊ ተገይሩላ


ሃገራዊት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮዽያ
ሃገራዊት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮዽያ
ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ ”ጋንታ ኢትዮዽያ ዝበፀሐቶ ብርኪ ዘሕጉስ’ዩ፤ግን ናብ ፅዋዕ መን ዓተረ ተዘይበፂሕና ሞይትና ንርከብ ዝብል መንፈስ ኣወጊዶም፣ኣምባሳደራት ሃገሮም ኮይኖም ፅፉፍን ምዕሩግን ፀወታ ኣርእዮም ንዓዶም ንክምለሱ” ምዒዶም።

እታ ጋንታ ድሕሪ ፅባሕ ረቡዕ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክትብገስ ምኻና‘ውን ዝረኸብናዮ ዜና ይሕብር።ቀዳማይ ግጥማ ኣንፃር ዛምቢያ ሰንበት ክትፃወት‘ያ።ካብኡ ምስ ቡርኪናፋሶን ምስ ናይጀርያን።

ኣዳምፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:10 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG