ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንእሰይ ተመራማሪ ገብረኺዳን ገብረስላሰ: ጋሻ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን


ገብረኪዳን ገ/ስላሰ ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ

መንእሰይ ገብረኺዳን ገብረስላሰ ኣብ ማእኸል'ቲ ኮሚሽን ኤውሮጳ ዝምውሎን ካብ ዓለም እቶም ብሉፃት ተመራመርቲ ብሓያል ምፅራይ ድሕሪ ምሕላፎም ዝመሃርሉን ማእኸል ኢራስመስ ሜንደስ'ዩ ትምህርቱን ምርምራዊ ስራሕቱ ዘካይድን ዘሎ።

መንእሰይ ተመራማሪ ገብረኺዳን ገብረስላሰ ፍልጠቱን ተመኩሩኡን ናብ ሃገሩ ንምስግጋር ዝጀመሮን ተበግሶን ክልኦት ነጥብታትን ኣካፊሉና'ሎ።

ኣብዚኣ'ሞ

ድሕሪ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ኣብ ኤርትራ ቅዋም ዘይምትግባሩን፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ንቡር ዘይምምላሱን እቲ ምኽንያት እንታይ`ዩ?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG